top of page

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

ሓዳስ ብልጽቲ መጽሓፍ ኣቦና ወልድኣብ ወልደማርያም

ንምሕታምን ምዝርጋሕን ተሳትፎኹም እሓትት።

 

“ትግሪኛ ንጀመርቲ” ዘርእስታ መጽሓፍ ምንባብን ምጽሓፍን እትምህር፡ ብኽቡር ሓርበኛ ኣቦና ወልድኣብ ወልደማርያም ዝተደርሰት፡ ብዘመናዊ ኣገባብ ዝተዳልወት መጽሓፍ እያ።

ኣቦና ወልድኣብ ወለደማርያም፡ እዛ መጽሓፍ ተሐቲማ ናይ ሕጂን ናይ መጻኢን ወለዶ ቛንቋ ትግሪኛ መምሃሪ ክትከውን ዝዓበየ ሕልሞምን ድሌቶምን እዩ ነይሩ። ኣህጉራዊ ዝርግሐ ክትረክብ፣ ኣብ ኢድ ኩሉ ሰብን፡ ወለደን መማሃራን፡ ማሕብረ ኮማትን ኣብያተ-ክርስትያናትን፣ ብሓፈሽኡ ናብ ሕብረተሰብና ምእንቲ ክትበጽሕ፡ ንዋታዊ ሓገዝ ወሳኒ ስለዝኾነ፡ ነዚ ተገንዚብኩም፡ ኩሉኹም ደቂ ሃገር፡ ወፈያኹም ክተበርክቱ ብትሕትና እሓትት።

  • ምድላው መጽሓፍ

  • ሕትመት መጽሓፍ፡

  • ዓለም ለኻዊ ዝርግሐን መጓዓዓዝያን፡

  • ዝተፈላለዩ ንጥፈታት።

ንእትገብርዎ ተሳትፎን ወፈያን፡ ኣቐዲመ ልዑል ምስጋና የቕርብ።

የማነ ርእሶም

በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ስልክን አመይልን ተጠቒምኩም ብዘል (Zelle) ክትወፍዩ ትኽእሉ ኢኹም።

Mobile: (713)874-4653 (Zelle)

Email: ybrussom@yahoo.com

Support Geez Alphabet

Donate with PayPal

Secure checkout via Wix/Stripe

bottom of page